ቀዳም ኣብ ልዕሊ ካብ መክሲኮን ካናዳን ዝኣቱ ንብረት ናይ 25%፡ ካብ ቻይና ድማ ተወሳኺ 10% ግብሪ ዝኣወጀ ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ፡ ሎሚ ሰኑይ ምስ ክልተ መራሕቲ ሃገራት ንምዝርራብ መደብ ከም ...
ፕረዚደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ፡ ኣብ ልዕሊ ካብ ካናዳን መክሲኮን ዝኣቱ ኣቑሑ 25 ሚእታዊ፡ ኣብ ልዕሊ ካብ ቻይና ዝኣቱ ንብረት ድማ ናይ 10 ሚእታዊ ቀረጽ ካብ ሰሉስ ጀሚሩ ንክትግበር ቀዳም ...
ኣብ ዝድሓረ ምልውዋጥ እሱራት፡ ሓማስ ሸሞንተ ጅሆ ዝሓዞም ክለቅቕ ከሎ፡ እስራኤል 110 ፍልስጤማውያን እሱራት ክትፈትሕ ትጽቢት ይግበር ኣሎ። እዚ ናይ ሎሚ ምልውዋጥ እሱራት ኣብ ወሽመጥ ቓዛ ስምምዕ ...
(ማለት ንሸሞንተ ኣዋርሕ) ስሩዕ ደሞዞም ክኽፈሎም ምዃኑ ኣብቲ ብሰሉስ ናብ ክልተ ሚልዮን ሰራሕተኛታት መንግስቲ ዝተላእከ መልእኽቲ ኢመይል ተሓቢሩ። እቲ ዘዋሪ መልኽእቲ ከም ዘመልክቶ፡ በቲ ተመዲቡ ...
ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ኣመሪካ ብምውላድ ዝርከብ መሰል ዜግነት ንከብቅዕ ዝፈረምዎ ፈፃሚ ትእዛዝ ሕጋውን ፖለቲካውን ክትዕ ኣልዒሉ'ሎ። መበል 14 ዝተመሓየሸ ሕገ መንግስቲ ኣብ ኣመሪካ ...
“ጀበና” ዝተሰምየ ንመጻምድቲ ብመንገዲ ኢንተርነት ንምርኻብ ዝዓለመ መትግበሪ ኣፕ፡ ዛጊት ልዕሊ 800-ሽሕ መጻምድቲ ኣራኺቡ ከም ዘሎ’ዩ ሓደ ካብቶም መሰረትቲን ዋና ኣካይዲ ስራሕን ዝዀነ ሄኖክ ...
ረቡዕ ምሸት ወታሃደራዊት ሀሊክፕተርን ንብረት መንገዲ ኣየር ኣመሪካን ዝዀና ነፈርቲ ኣብ ከባቢ ማዕርፎ ነፈርቲ ሬጋን ድሕሪ ምግጫወን፡ ድሕሪ’ቲ ሓደጋ ብህይወት ዝወጽአ ክህሉ ከም ዘይክእል ሓሙስ ...
ምምሕዳር ትራምፕ ብመስረት'ቲ ቀዳምነት ንኣመሪካ ዝብል ፖሊሲኡ ዳርጋ ንኩሎም ንወጻኢ ሃገራት ዝወሃቡ ናይ ልምዓት ሓገዛት ን'ሰለሰተ ኣዋርሕ ደው ክብል ኣዚዙ። እዚ ስጉምቲ ኣብ ዙርያ ዓለም ንህይወት ...
ረቡዕ ምሸት ወታሃደራዊት ሀሊክፕተርን ንብረት መንገዲ ኣየር ኣመሪካን ዝዀና ነፈርቲ ኣብ ከባቢ ማዕርፎ ነፈርቲ ሬጋን ድሕሪ ምግጫወን፡ ድሕሪ’ቲ ሓደጋ ብህይወት ዝወጽአ ክህሉ ከም ዘይክእል ሓሙስ ...
ብጎረቤት ሃገር ሩዋንዳ ከም ዝድገፉ ዝግለጽ ደባይ ተዋጋእቲ ኤም-23 ንርእሰ-ከተማ ሰሜን ኪቩ ዝዀነት ጎማ ድሕሪ ምቍጽጻሮም፡ ንዓቢ ሰብኣዊ ቅልውላውን ተኽእሎታት ዞባዊ ጎንጺን ይመርሕ ኣሎ። ገስጋስ ...
The White House announced late Sunday the United States was backing off a series of retaliatory measures levied against ...
ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ዝወሃብ ናይ ምልክት ቋንቋ፡ ካብ ቀረባ እዋን ሓደስቲ ተመሃሮ ብምስኣኑ፣ ኣብ ስልጠና ዕንቅፋት ምፍጣሩ እቲ ትካል ኣፍሊጡ። ድምፂ ኣመሪካ ዘዘራረቦም ሰብ ሞያ ብወገኖም፡ ...